ቀያሕ ኣርሒ

ቀያሕ ኣርሒ ጥቅሚ ቀያሕ ኣርሒ ምንጻህ ቤተ መቅደስን ካህናትን ኣቁሑ ቤተ መቅደስን ሰላም ጎይታና የሱስ ክርስቶስ ምስ ኩላትኩም ይኩን ኣናበልኩ። ሎሚ ኣዳልየዮ ዘለኩ መደብ ናይ መወዳእታ ዘበንን ፡ ትንቢታዊ ፍጻሜታት ኣብ ኣስራኤልን ፡ ኣብቶም ንክርስቶስ የሱስ ጎይታና ምምጻኡ ዝጽበዩን ፡ ንምቃሕን ምድላውን ክሕግዘና ዝኽእል እዋናዊ ጉዳያት ከብለኩም እየ ፡ ብሓደ ምሳይ ጻንሖት ክትገብሩ ብክብሪ ይድመኩም። […]